ኣስማት ገጠራት ኤርትራ ተዓዘብ ንኡስ ዞባታት ተዓዘብ
| መጸውዒ ናይ ዞባ | መጸውዒ ናይ ዞባ ብ እንግሊዝ | ርእሲ ከተማ ናይ ዞባ | ርእሲ ከተማ ናይ ዞባ ብ እንግሊዝ | ብዝሒ ከተማታት |
|---|---|---|---|---|
| ዞባ ዓንሰባ | Anseba Region | ከረን | Keren | 15 |
| ዞባ ደቡብ | Debub Region | መንደፈራ | Mendefera | 13 |
| ዞባ ጋሽ ባርካ | Gash-Barka Region | ባረንቱ | Barentu, Eritrea | 35 |
| ዞባ ማእከል | Maekel Region | ኣስመራ | Asmara | 9 |
| ዞባ ሴሜናዊ ባሕሪ | Northern Red Sea Region | ባጽዕ | Massawa | 21 |
| ዞባ ደቡባዊ ባሕሪ | Southern Red Sea Region | ዓሰብ | Assab | 9 |